ናይ ህይወት ትርጉም

አብ ቅድሜኩም ተረኪበ ዘረባ ከሰምዕ ዕድሉ ሰዕዝተዋሃበኒ ብጣዕሚ ክብሪ ይስምዓኒ፡፡ ኣነ ክብል ዝደልዩ ኣብ ቅድሜኩም ጠጠው ዝበልኩ ከም ፈላጥ ከመህ አየኮነን፡፡ ኣነም ከም ፈላጥ ከምህር ድልው እየ አላ አይሓሰብን፡፡ ካብኡ ነላዕሊሰ ናይ ባዕለይ ምክሪ ክመክር ተትብል ይገለፀለይ፡፡ ምክንያቱ ባዕለይ ኣብ ቅድመይ ዘለው ወንበራት ከም ዝተቀምትኩይርኦ ስለ ዘኮንኩ እዩ፡፡ ቀድሚ ዝተወሰነ ማዓልቲ፣ ቅድሚ ዝተወሰነ ዓመት፣ ቅድሚ ዝተወሰነ ጊዜ ቅድሚ ከዚኣነም ንስካትኩም ኣብ ከፈ ኢልክምዎ ዘሎ ወንበር ከፍ አለ ነይረ፡፡ ከበይ ይምፃእ – ዝመፀሉ ትርጉም የብሉን፡፡ ሰብ ኸይኑ ብዛዕባ እስልምና ግንዘብ ዘይበሉ፡፡ እና አብቲ ሰዓት፣ ኣነም እቲ ሰብ ነይረ ናይ ህይወት ትርጉም ምንም ዘይትረደአኒ ዘይገናዘበ!

ስለዚይ ብዚ ምስትዋስ፣ ዝብለኩም ዘለኩ ከም ፈላጥ ከምህር ተይኮነ ከም መረዳእታ (ሓበሬታ) እና ከም ምክሪ ክትሓሰብዎ እዮ፡፡ ከከፈለኩም ዝሓሰብኩዎ ሓበሬታ (መረዳእታ) ንእሸተይ ሰፍሓ ዝበለ ተመሰለውንኝ፣ ናይ ሰብ ኣዕምሮ ንጥቀት፣ ናይ ምቅንባር ክእሎቱ እና ምቅማጥ ዓቅሙ ትሓሰብዎ ከለኩም ብዚኤን ንእሸተይ ነፃት ሓበሬታታቱ(መረዳእታቱን) ብሓቂ ከም ዘየጨናንቀኩም ክነግረኩም ይፈቱ፡፡

ሎማዓንቲ ስለ ዝነወያየሉ ነጥቢታት ከፈልጠኩም ሓላፊነት አለኒ – ናይ ህይወት ትርጉም እንታይ እዩ? እንትትከውን ድማ እዞም ዝክተሉ ይጥይቅ – “ብዛዕባ እስልምና እንታይ ትፈልጡ” ማለተይ – ስለ ሓቂ ብዛዕባ እስልምና እንታይ ትፈልጡ? ብዛዕባ እስልምና ዝሰማዕኩምዎ አይኮነን፤ ግን ብዛዕባ እስልምና እንታይ ከምትፈልጡ እምበር?

እዚ ዕድል ስለዝለከብኩ ክብሪ ይስማዕኒ፣ ኩለትኩም ማዓረ ሓላፊነት አለኩም አለ ተትጅምረ ደስ ይበለኒ፡፡ እና እቲ ሓላፊነት ምንባብ ወይድማ ምሰማዕ እዩ በግልፂ ልቦናታት እና ብዘገናዝብ አዕምሮና፡፡

ብዘይ ምፈልጥና ብባህሊ ተፅዕኖ ብዝተመለአት ዓለም ውሽጢ ከብ ተግባራቶም ቅድሚት ንምሕሳብ ንእሸተይ ጊዜ ዝህቡ ሰባት ምርከብ ብዝበለፅ መቸገሪ ከይኑ አሎ፡፡ ብዘዕባ ህይወት ሓቂ ንምህሳብ፣ ናይዚኣ ዓለም ሓቂ ንምብፃሕ እና ናይ ነፈስና ዋጋ ንምፈለጥ፣ ዘይምዕዳል ከይኑ ግን መብዛሒትኡ ሰብ ብጣዕሚ መሰረታዊ ጠቃሚ ዝኮነ ሕቶ “ናይ ህይወት ትርጉም እንታይ እዩ” ኢሊኩም ተትሓትዎ ብምርኣይ እና ነገራት ብምግምጋም መልሶ ምሃብ ዘይክእሉ እዮም፡፡ በብዝሐ አጋጣሚታትከም ዝተናገሮ ካለእ ዝኮነ ሰብ ክብል ዝስምዕዎ ክነግርኩም ይክእሉ ወይ ድማ ናይ ሕብረት ዝኮነ ኣተሓሳሰብ ከንፀባርቁ ይስተውዓሉ፡፡ አቦይ ብዘዕባ ህይወት ትርጉም ከም ዝተናገሮ፣ ናይ ቤተ ክርስቲያኑ ሚኒስቴር ከም ዝተናገሮ፣ ናይ ትምህርቲ ቤተይ መምህር ከም ዝተናገሮ፣ ዓርከይ ከም ዝተናገሮ፡፡

ዝኮነ ይኩን ናይ ምብላዕ ጥቅሚ ተትጥይቆ፣ “ንምንታይ ንምገብ” ናይ መብዛሐቲኡ መልሲ ዝኸውን ተመሳሰሊ ሓደ ዓይነት መልሲ እዩ፣ “ንስነ – ምግብነቱ” ምክንያቱ ህይወት ስለ ዝቐፅለልና እዩ፡፡ ማንም ንምንታይ ስራሐ ከም ዝስርሑ ተትጥይቆም፣ መልሰም ናይ ባዕሎም እና ናይ ቤተሰቦም ጽልየት ንምምላእ ዝብል ይኸውን፡፡ ማንም ንምንታይ ከም ዝህርሰ፣ ንምንታይ ከም ዝሕፀብ፣ ንምንታይ ከም ዝክደን ዝመሳሰሉ ነገራት ተትጥይቅ መልሶም “ንኩሉ ደቂ ሰብ መሰረታዊ ድልየት ከም ዝኾኒ ይነግርኩም” ከም ዝመሰለ ብዙሕ ሚኢቲ ጥያቄታት ተደጋገምኖ መልሱ ተመሳሰሊ ይኸውን፣ በማንም ቋንቋ፣ በማንም ቦታ፣ ብቀሊሉ ንምግለፅ ብዝኾይኹን ናይ ዓለም ክፈሊታት ተመሳሰሊ መልሲ፡፡ ግን “ንምንታይ ናይ ህይወት ዓላማና ትርጉሙ እንታይ እዩ?” እሊና እንትንሓትት ዝተፈለለየ መልሲ እንረክብ? ምክንያቱ ሰብ ተደናጊሩ እዮ ዘሎ፣ ብትክክል እንታይ ከም ዘኾነ አይፈልጥን፡፡ ኣብ ፀልማት ውሽጢ ይለፍፁ፡፡ “አይፈልጥን” ንዘይምባልም ከምዚ እዮ ተባሂሎም ዝተመልእዎ፣ መልሲ እዮ ኢሎም ይዛረቡ፡፡

ብዙዕባ እዚ ነገር ንእሸተይ ንሐሰብ፡፡ ናትና ናይ ምንባርና ትርጉም ስቅ አሉ ንምብላዕ፣ ንምህራስ፣ ንምክዳን፣ ንምስራህ፣ ሃፍቲ ንምፍራይ እና ንምሕኃስ ድዮ? በቃ እዚ አዮ ናትና ናይ ምንባር ትርጉም? ንምንታይ ተወሊደና? ናይ ምንባርና ትርጉም እንታይ እዩ፣ መገረሚ ዝኮነ ሁለንተናዊ እና ኣብ ድሕሪት ስነ-ፍጥረት ዝሎ ጥበብ እንታይ እዩ? ብዛዕባ እቲ ጥያቄ ብደንቢ ሕሰብሉ!

ሓደሓደ ብዙዕባ ፈጣሪ ህልውና ምንም መረጋገፂ የለን አሎም ይከራከሩ፣ ብዙዕባ አምላክ መረጋገፂ የለን ይበሉ፣ እዚ ኩሉ ፍጡር ፣ እዚ ኩሉ ሁለንተናዊ ብፈጣሪ ዝተሰረሐ ከም ዝኮነ መረጋገፂ የለን ይበሉ፡፡ ከምዚ አሎም እውን ዝአምኑ አለው፡፡ ዓለም ኩሉ ስቅ አሉ ብአጋጣሚ ዝመፀ እዮ፡፡ በቢግ ባንግ መላእ ዓለማት ስቅ አሉ ዝመፀ ዝተረከበ እዩ፡፡ ህይወትም እዚ አዩ ዝብሃል ክግለፅ ዘክእል ትርጉም የብሉን ብምባል ይከራከሩ፣ ብዙዕባ አምላክ ብዙዕባ ህይወት ትርጉም ወይ ድማ ብዙዕባ ዓለም ፈጣሪ መረጋገፂ ብሳይንስም ኮነ በሎጂክ ክረጋገፅ ዝክእል ምንም ነገር የለን፡፡

ኣበዚኣ ካብ ቅዱስ ቁርዐን ብዙዕባ እዚ ጉዳይ ዝገልፁ ዝተወሰኑ ቃላት ክገልፅ፡፡

“ሰማያትንና ምድርን ብምፍጣር ምሽትን ቀትርን ብምትክካእ ንበዓል አእምሮታት ብርግፅ ምልክታት አለው፡፡ (ንሳቶ’ውን) እቶም ጠጠው ኢሎም ተቀሚጦም ብጎኒታቶም ተጋዲምም አላህን ዘወድሱ ብሰማያ እና ብምድሪ አፈጣጥራ ዘስተንትኑ ጌታችን ሆይ! እዚ ብኸንቱ አይፈጥር ካዬን ፅባቐ ይግባአኻ ካብ ሓዊም ቅፅዓት ተፀቢና ዝብሉ እዬም፡፡:”

(ቅዱስ ቁርዐን 3:190-191)

ኣብ ላዕሊ አንቀፅ፣ አላህ ብደንቢ ገሊፅልና እዩ፣ በመጀመሪያ ቀልብና ናብ ባዕልና ብምስብሳብ ብዛዕባ አፈጣጥራና ክንሓሰብ አና፡፡ ወደ ሰብ ፍልይ ቅርፀ፣ ናይ ሰባት ዝተፈለለየ አረአዐያ፡፡ ቀልብና ክስዕ ጀነት ይስሓብ፡፡ ናይ ቀትሪ እና ምሽት ምፍርራቅ፡፡ ሰማይ፣ ክዋክብት፣ መላእ ጠፈር. . .እና እዚ ኩሉ ብዘይ ምክንያት ከምዝየተፈጠረ ይነግረና! ምክንያቱ ነየይ ሕድ ሕድ አሰራርሓ እንትሪኩ፣ አሰራርሐኡ ብጣዕሚ ጥነቃቅ ዝተመላኦ እና ሓያል ምዃኑ ንግንዘብ፡፡ እና ዝኾነ ብጣዕሚ ሓያልና ጠንቃቅ ዝኾነ ካበና አዕምሮ ብላዕሊ ካብ ዝንሓሰቦ ብጣዕሚ ዝላዓለ ይኸነና፡፡

ንምሳሌ፣ ዓሰርተ እምነበረድ ወሲድኩም ካብ ሓደ ክሳብ ዓሰርተ ቁፅሪ ሃብዊ፡፡ እና ኩሎም ዝተፈላለዩ ቀለማት እዮም፡፡ እና አብ ቦርሳ ውሽጢ ኣእቲኩም ኣዘበራርቅዎ፡፡ ብምቅፅል፣ ዓይንኩም ዓመቱ፣ ናብቲ ቦርሳኩም በፂሕኩም “ብቅድም ተከተል፣ ቁፅሪ ሓደ እምነበረድ አውፅኡ፣ ብምቅፃል ቁፅሪ ክልተ እምነበረድ አዉፅኡ፣ ብምቅፃል ቁፅሪ ሰለስተ እምነበረድ አውፅኡ” ተትብሃሉ፣ እቶም እምነበረዳት ብቅድም ተከተል ናይ ምውፃእ ዕድል ክንዳይ እዩ? ዕድሉ ክንዳይ ምዃን ትፈልጥ’ዶ? ዕስራን ሽድሽተን ሚልዮን ን ሓደ! ስለዚ ድማ ብዓብይ ፍንዳታ ምድርን ጀነትን ከም ዝተረኸቡ ነይርና ተትኒሪኦም ዕድሉ ክንዳይ ይኸውን? ናይዚ ዕድል እንታይ ይኸውን?

ብጣዕሚ ዝኸበርኩም ዕድማ ተየ፡- ባዕልና ሓደ ተወሰኺ ጥያቄ ክንጥይቅ የድልየና. . .ድልድይ ብዝረአና ግዜ፣ ሕንፃ ወይ ድማ አውቶሞቢል ብዝረኣና ግዜ ወዲያውኑ ናብ አዕምሮ ዝመፅእ እቲ ዝሰረሐ ሰብ ወይ ድማ ካምፓኒ እዩ:: አይሮፐላን ብዝረአና ግዜ፣ ሮኬት፣ ሳተላይት ወይድማ ብጣዕሚ ዓብይ መርከብ ብዝረኣና ግዜ ክንዳይ ዝኣክል ዝደንቅ ምዃኑ ንሓሰብ፡፡ ናይ ኑዩክሌር ሓይሊ መውፅኢ ናይ ጠፈር ምርምር ጣቢያ፣ ኩሉ ነገር ዝተማለአሉ ናይ ዓለም አቀፍ አየር መንገድ፣ ከምኩ ድማ አብዚ ሀገር ዝርከቡ ካልኦት ክንባታታት ትከላት ኣብ ዝንሪአሉ ሰዓት ብዘለዎ ናይ ምህንድስና ዕብየት ብጣዕሚ ትግረሙ፡፡

ግን ድማ፣ እዚኣቶም ኩሎም ብሰብ እዲ ዝተስርሑ እዮም፡፡ ብዛዕባ ዝተወሳሰበ እና ብዛዕባ ናይ ዳቂ ወዲ ሰብ አካል አወቃቀር ስርዓትስ? ሐስብሉ! ብዛዕባ አዕምሮ ሐሰቡ – ከመይ ከም ዝሓስብ፣ ከመይ ከም ዝስርሕ፣ ከመይ ከም ዘፅንዕ፣ መረዳ እታ ከም ዝስብስብ፣ መረጋገፂ ከም ዘደልይ፣ ብሰከንድ ሓደ ሚልዮንኛ መረጋገፂ ዝፈልይ እና ዝመድብ! አዕምሮ እዚ ኩሉ ብዘይ ምቁራዕ ይጉበር፡፡ ንንእሽተይ ጊዜ ብዛዕባ አዕምሮ ሐሰቡ፡፡ እዚ አዕምሮ እዮ አውቶሞቢል ዝሰርሐ፣ ሮኬት፣ መርከብ፣ ጀልባ ካልአት ዝሰረሐ፡፡ ብዛዕባ አዕመሮ ሀሰቡና አዕምሮን ስለ ዝስርሐም ሐሰቡ፡፡ ብዛዕባ ልቢ ሐሰቡ፡፡ ብዘይ ምቁራፅን ስልሳ እና ንሰብዓ ዓመት ደሞ ብምርጫይ ዝነበር፡፡ አብ መላእ አካል እንትቅበል እና እንረጭይ፡፡ እዚ እውን ፍፁም ዘይወርድ ሂደት አብቲ ሰብ ዕድመ ልክው እንትቅፅል፡፡ ሐሰብሉ! ብዛዕባ ኩላሊትም ሐሰቡ :- እንታይ ዓይነት ሰራሕ ይሰርሑ? ናይ ሰውነት መፃረይ መሳሪሒ፣ በሚኢቲታት ዝኾኑ ናይ ኬሚካል ምርመራታት ብሓደ ግዜ ዘከናውን፣ ከምኡ’ውን ናይ ዳምና መርዛማነት ዝቆፃፀር፡፡ እዚ ኩሉ ብባዕሉ ዘከናውን፡፡ ብዛዕባ ዓይንኩምሕስቡ፡፡ ናይ ሰብ ካሜራ ትኩረት ብባዕሉ ዝስተካከል፣ ዝትርጉም ዝግምግም፣ እና ድማ ቀለም ብባዕሉ ዝክውን፡፡ ብርሃንንም ኾነ ርሕቀት ብተፈጥሮ ዘስተካክል እና ዝቅበል፡- እዚ ኩሉ ብባዕሉ ዝፈፅም፡፡ ሕሰብዎ – መን እዮ ፈጠርዎ? መን ዝተጠበበ? መን ዝኣቐደ? እና ድማ መን መንከም ዘቆፃፀሮ? ደቂ ሰባት :- ብባዕሎም? አይኸውንን. . . ብፍፁም አይኸውንን፡፡

ብዛዕባ እዚ ኹሉ ጠፈር እና ሁለንተናዊስ? ሕሰብዎ፡፡ ምድሪ አብ ፀሓይ ውሽጢ ዘላ ሓንቲ ፐላኔት እያ፡፡ እና ናትና ናይ ፀሓይ ምሕዋር ድማ አብ ሚልክ ዌይ ውሽጢ ዘሎ ሓደ ስርዓት እዮ፡፡ እና ሚልክ ዌይ ድማ ዝበሉ በሚለዮን ዝቁፀሩ ጋላክሲታት አለው፡፡ ስለዚ’ድማ ሐሰቡ፡፡ እናም ኩሉ ብስርዐት ስለምኾኑ፡፡ ኩሉ ፍፁም ዝተአዘዘ እዩ፡፡ ሐድ ሕድሙ አይጋጨውን፡፡ ሓዲኡ ብሓዲኡም አይፃላእን፡፡ ብዝተወስነሎም ምህዋር ውሽጢ ሓቢሮም ይሕምሱ፡፡ እዚ ኩሉ እንቅስቃሴ ንክገብሩ ወዲ ሰብ ገይሮም ይኾኑ? ወይ ድማ እዚ ኩሉ ፋፁም ትክክል ሂደት ወዲ ሰብ ዘካይዶ ይኾን? አይኸውንን፣ ሰብ ፍፁም አይኻኣሎን፡፡

ብዛዕባ ውቅያኖስ ሐሰቡ፣ ብዛዕባ ዓሳ፣ ብዛዕባ ነፍሳት፣ ብዛዕባ ኣዕዋፍ፣ ብዛዕባ እፅዋት፣ ብዛዕባ ባክቴሪያ፣ ብዛዕባ ኬሚካል ንጥረ ነገራት ስለ ዘይተረኸቡ እና ፍፁም ብዝተወሳሰብ መሳሪሒ እናኳን ክርከቡ ስለ ዘይክእሉ፡፡ ግን፣ ሐደ ሕድም ዝክተሉዎ ናይ ባዕሎም ዝኾነ ሕጊ አለዎም፡፡ ኩሉ በሓድነት፣ ብምምጥጣን፣ ብምሰምዕማዕ፣ ብዝተፈለየ፣ በአሰራረሓ፣ በምስትክኸል፣ ብምትግባር እና ብብዙሐ ቁፅሪ ይክውን:- ታዲያ እዚ ኩሉ ብአጋጣሚ ዝኾነ ድዮ? ከምኡ’ውን ድማ፣ እዚ ኩሉ ኩልግዜ በፍፁም ብዘይምውራድ ዝኾነ ብአጋጣሚ ድዮ? ወይስ ባዕሎም እናተባዙሑና እናተስተካከሉ ዘለው ብአጋጣሚ ይኾን? አይኮነን፣ በፍፁም ክኸውን አይክእልን፡፡

ከምዚ አሉ ንምሐሳብ ዓሻ ምኳን እና ካብ ትክክለኛ አተሓሳሰብ ዝተፈለየ ምኳን እዮ፡፡ ክጅመር ብኸምዚ ዝመፀ ተትኾን እኳ፣ ካብ ወዲ ሰብ አዕምሮ ንላዕሊ ምኳን የመላክተና፡፡ ኩላትናም ብኡ ንስማዕማዕ፡፡ ነዚ ኩሉ ምሰጋናይ ክብሪ ዝግባእ ንዘልኣለም ሓያል ንዝኾነን አምላክ እዮ፡፡ ኣምላክና እዚ ኩሉ ፈጢሩ፣ እዚ ኩሉ ንምክያድ ሓላፊነቱ ናቱ እዮ፡፡ ስለ ዝኾነም፣ አምላክና ብፈላይ ምስጋናይ ክብሪ ዝግበኦ እዮ፡፡

ንሐድሐድኩም ሚኢቲ ቅርሺ ተትህበኩም፣ ብዘይ ምንም ምክንያት፣ ናብዚ ስለ ዝመፃኩም፣ ተንኣሲ ተንኣሲ “የቀንየለይ” ትብሉ፡፡ ይኹን እምባይ፣ ንዓይንና፣ ንኩላሊትና፣ ንአዕምሮና፣ ንነፍስና፣ ንትንፋስና፣ ንደቅና እንታይ ንብል? ስለ ዝኾነ እንታይ እሊና? መንሰ እዚ ኩሉ ነይሩልና? ካብ ምስጋናን ካብ ኣድናቆት ንላዕሊሰ አይግቦኦን ነይሩ? ናትኩም ምምላክ ኣፋልጦ ዝግብኦ ኣይነበሮን? ኣሐዋተይ እና ኣሓተይ፣ ናይዚ ህይወትና ዓላማና ትርጉሙ ብሓፂሩ እዚ እዮ፡፡

አላህም ብቁርዐን ከምዚ አሉ:

“ጋኔንንና (አጋንንት) ሰብን ክግዙ እለይ እምበር ንካልእ አይፈጠርኩዎምን”

(ቅዱስ ቁርዐን 51:56)

እዚ እዮ ናይ ዘልኣለም አምላክ ዝተናገሮ፡፡ ስለ ዝኾነ ናትና ናይ ምንባረና ትርጉም ፈጣሪና ምፈለጥእና ንፈጣሪና አመስጋናይ ምኳን እዮ፡፡ ፈጣሪና ንምምላክ፡፡ ባዕልና ንፈጣሪ ኣሐልፍና ምሃብ፣ ዘቀመጠልና ትእዛዝ ምክባር፡፡ ብሓፂሩ ምምላክ ማለት እዩ፡፡ እዚ እዮ ናይ ህይወትና ትርጉም፡፡ እና ምንም ንግበር ምንም ብአምልኮ ሂደት ምብልዕና፣ ምሰታይና፣ ምክዳና፣ ምሰራሕና፣ ብህይወት ዝለና ሓጎሰ እና ብሞት ያለ . . ኩሉ ተከታታሊ ውፀኢት እዩ፡፡ ኩላትና ክንምልኮ ምእንቲ ተፈጢርና:- እዚ እዩ ናይ ህይወትና ትርጉም፡፡ ናይ ሳይንስ ናይ ተንታኒ ሰብ ተትኾነ እንኳን በዚ ናይ ምንባርና ትርጉምና ከም ዝስማዕማዕ ይኣምን፡፡ አጋጣሚ ዝኾነ ዝተሰወረ ትርጉም ብውሽጡ ክህሉ ይክእል፣ ግን እዚ ዝኾነ ብባዕሎም እና ብዘልኣለም አምላክ ማእኸል ከሰማዕምዕዎ ብቻ እዩ፡፡

ኸዚ ናብ ካልኣይ ርእሲ ንእቶ፡፡ ብዛዕባ እስላም እንታይ ትፈልጥ? ብዙዕባ እስላም ዝስማዕካዬ አይኮነን፡፡ ዝረኣኸዬ ናይ ሙስሊማት ድርጋታት አይኾነን፡፡ ምክንያቱ ብእስላም እና ብሙስሊም እንትረአ ዝፈላልዮ አሎ፡፡ ብ ኣቦ እና ብሰብ ማእከል ልዩነት ከም ዘሎ፡፡ ወዲ ዝበለ ሰብ ኣቦ እዮ፣ ግን ድማ ኣቦ ምኾን ሓላፊነት ምሸከም እዩ፡፡ እቲ ሰብ ዘለዉም ሓላፊነት ተዘይፈፂሙ፣ ብርግፅም ፀቡቅ ኣቦ ኣይኾነን፡፡ እስላም ሐጊና ስርዐት እዩ፡፡ ሙስሊም ንሐጊና ንስርዐት ዘይግዛዕ ተኸይኑ፣ ፁቡቕ ሙስሊም ኣይኾነን፡፡ ስለዚ እስላም ብሙስሊም ምልካዕ አይካኣልን፡፡

መብዛሐቲኩ ግዜ “እስላም” እና “ሙስሊም” ዝብሉ ቃላት ብብዝሓት ንሰምዕ፡፡ ብዙዕባ እሰላም ብዙዕባ ሙስሊም ብመፅሄት፣ ብኮሌጅና ዩኒቨርሲቲ መፅሓፋት ነንብብ፡፡ ብዙሕ ዝተሰሓሓቱ፣ መሳሓሓቲ እና ድማ ኾነ ተበሂሉ ዝተዘጋጀው መሳሓሓቲ መረጋገፂ ካብ ሚድያ ንርኢ፣ ንስምዕ፡፡ እና እዚ ኦም ዝተወሰኑ መሳሓሓቲ መረዳእታታት እና ሐማቅ ውክልናታት ዝንፀባረቁ ብባዕሎም ሙስሊማት ምኳኑ ዘይክ ሕደ ሓቂ እዮ፡፡ ከሚዚም ኮይኑ ኣብ ዓለምና ካብ ዝለው ሓሙሽተ ቢልዮን ህዝቢ ካብ ሕድ ሕድ ሓሙሽተ ሰባት ውሽጢ ሓዲኡ ሙስሊም እዩ፡፡ ካብ ዓለምና ካብ ዘሎ ህዝቢ ሓደ ሓምሻይ ሙስሊም እዩ! እዚ ስታቲክ ንስካትኩም ባዕልኩም ካብ ኢንሳይክሎፒድያ ወይ ድማ ካብ አልማናክ ወይ ድማ ካብ ካልእ ሓበሬታ ምርግጋፅ ትክእሉ፡፡ ከምዚ ካብ ዓለምና ህዝቢ ካብ ሓሙሽተ ሓዲኡ ሙስሊም ተኾይኑ፣ ከመይ ብዛዕባ እስላም ዝኾነ ነገር ዘይንፈልን? ብዙዕባ እስላም ሓደ ሓደ ሓቂታት፡፡ ካብ ዓለምና ካብ ሓሙሽተ ሓዲኡ ቻይናዊ ምኳኑ ተትነግረኩም፣ ብሓቂም . . . ሓደ ቢልዮን ቻይናዊ ኣብ ዓለም ይርከብ፣ ካብ ሓሙሽተ ሓዲኡ ቻይናዊ እዩ! እና ካብ ጂኦግራፊካል፣ ካብ ማሕበራዊ፣ ካብ ኢኮኖሚያዊ፣ ካብ ፖለቲካዊ፣ ካብ ፍልስፍና፣ ካብ ታሪካዊ ናይ እና ቻይና ቻይናዊያን ኩነታት እንተጌሪኑ ብዛዕባ ንሳቶም ፈሊጥና ተለና፣ ከመይ ብዛዕባ እስላም ተይፈለጥና ቀሪና?

ኣብ አለም ዝለው ሀገራት ብሙሉኦም ናብ ሓደ ዓለም አቀፍ ሓድንት እንታይ ከምፅኦም ይክዕል? ኣብ የመን ዝርከብ ሓወይ ወይ ድማ ትርከብ ሓፈተይ ሓወይ ወይድማ ሓፈታይ ከመይ ክገብር ዝክእል፣ ኣነ ዝመፃኩ ካብ ኣሜሪካ እዩ፡፡ እና እዚ ኤርትራዊ ሰብ ሓወይ ወይ ድማ ሓፈተይ ከመይ ክገብር ዝክእል፡፡ እና ካልእ ሓው ካብ ኢንዶኔዢያ ከምይ ሓወይ የከን፡፡ ተኾነ ካብ አፍሪካ ሓው ዝኮነኒ፡፡ እና ካልእ ድማ ካብ ታይልንድ ሓው ዝኾን፣ ካብ ጣልያን፣ ካብ ግሪክ፣ ካብ ፖላንድ፣ ካብ ኦስትሪያ፣ ካብ ኮሎምቢያ ካብ ቦሊቪያ፣ ካብ ኮስታሪካ፣ ካብ ቻይና፣ ካብ ስፔን፣ ካብ ሩሲያ፣ ከምኡኒውን ካብ ካልኦትም. . . እንታይ እዩ ኣሕዋተይ እና ኣሓተይ ዝገብሮም!? ነሕና ካብ ዝተፈላለየ ባህሊና ናይ ስነ-አዕምሮ መንነት ተሃለየና’ውን! ብዙዕባ እስላም እንታይ እዩ ወዲያውኑ ከላምደና ዝክእል እና ከም ኣሕዋት ዘረኣእየና? እዚ ዝተስሓሓተ ግንዛበ ዝተዋሃቦ ብዙሕ ደቂ ሰባት ዝክተልዎ ናይ ህይወት መንገዲ ትክክል እና ቀንዲ ፀባይ እንታይ እዩ?

ሓደ ሓደ ሓቂታት ከቅርብ ክሙክር እየ፡፡ ግን ካብብተወስኪ፣ ቅድሚ ኸዚ ከም ዝገላፅክዎ፣ አዕምሮኩም ምክፋት እና ልበኩም ምሃብ የድልየኩም:- ምክንያቱ፣ ብርጭቆ ደፈአ ማይ ተፈሰሰኩሉ፣ ብፍፁም ኣብ ብርጭቆ ማይ አይረክብን፡፡ ቅኑዕ እና ዝቅበል ክኸውን አለዎ፡፡ ሓቂታት ብቻ ግንዛብ ክፍጥሩ አይክእሉን፣ ብሓቂ ንምግንዛብ መክእአል፣ ፅቡቅ ምኞት፣ ከምኡ’ውን ሓቂታት ናይ ምቅባል እና ናይ ምግንዛብ ክእለታት ውህደት የድልይ፡፡

“እስላም” ዝብል ቃል ትርጉሙ ምምራክ፣ ምግዛእ እና ምክታልማለት እዩ፡፡ ንዘልኣለም ዝኾነ ናይ ኣምላክ ሐጊ ምምራክ፣ ምግዛእ እና ምክታል ማለት እዩ፡፡ “አላህ” ማለት ትክእሉ፡፡ “ፈጣሪ” ማለት ትክእሉ፡፡ “ናይ ላዕሊ አምላክ” ማለት ትክእሉ፣ “ሓያሉ ጌታ”፣ “ናይ ኩሉ ጥበበኛ” ዝብሉ ኩሎም ስማት እዮም፡፡

ሙስሊማት ንኣምላክ አላህ ዝብል ናይ አረብኛ ቋንቋ ይጥቀምዎ፣ ምክንያቱ ብዓረብኛ ካልእ መግለፂ የብሉነ እዩ፡፡ አላህ ዝብልም ቃል ንዝተፈጠረ ነገር አይዋሃበን፡፡ ንሓያሉ ጌታ ዝንጥቀመሉ ቃላት ሰባት ንዝፈጠርዎም ነገራት ክህብዎም ይክእሉ፡፡ ንምሳሌ “ሓያሉ ዶላር::” “ኦ ሰበይተይ ይፈትዋ፣ ንሳ ምርፂት እያ!” ወይ ድማ ! “ንሱ ምርፁ እዩ፡፡” የለን የለን. . . “አላህ” ዝብል ቃል ምጥቃም እንክእል ግን ቅድሚ ኸዚ አቀዲሚና ንዝገለፅናዬ እና ኩሉ ንዝፈጠረ ብቻ እዩ፡፡ ስለ ዝኾነ ካብዚ ነጥቢ ብምልዕል፣ “አላህ” ዝብል ቃል ክጥቐም እዩ፣ ንስካትኩም ብዛዕባመን ከም ዝዛረብ ዘለኹ ትፈልጡ፡፡

እስላም ዝብል ቃል ታሕታዩ “ሰላማ” ወይ ድማ ሰላም ካብ ዝብል ዝመፀ እዩ፡፡ ስለዚ ድማ፣ ሙስሊም ማለት ንሓያሉ አምላክ ሕጊ ዝተማረከ፣ ዝግዛእ፣ ከምኡ’ውን ዝክተል ማለት እዩ፡፡ እና ብምግዛኦም ሰላሞም ንምርግጋእን ይረክቡ፡፡ ብቀጥታ ክንረክቦ ዝንክእልም፣ ከምዚ ብዝበላ ትርጉም፣ ናይ ዓረብኛ ቃል “እስላም” ብደንቢ ዝፈለጥሉ እና ዝተከበሩ ናይ ሓያሉ አምላክ መልዕክተኛታት እና ነብያትን ብተመሳሳሊ መልክዑ ከም ዝገለፅ ንርዳእ፡፡ ኩሉ ካብ አዳም፣ ኖህ፣ አብርሀም፣ ሙሴ፣ ዳዊት፣ ሰሎሞን፣ ይስሀቅ፣ እስማኤል፣ ያዕቆብ፣ መጥምቁ ዩሀንስ፣ ሱሌማን፣ እየሱስ ማርያም ልጅ፣ እና መሀመድ (ሰላም ኣብ ኣቶም ይኩንና) ይካተቱ:: እዚኦም ኩሎም ሰባት፣ እዚኦም ነቢያት እና መልዕክተኛታት፣ ዝመፅኡ ካብ ሓደ ሓያሉ አምላክ እዩ፣ ምስ ሓደ መልዕክቲ፣ ምስ ዘይልወጥ መልዕክቲ፣ ኩላቶም ሓደ ነገር ይብሉ _ አምላክ ተከተሉ! ሓያሉ አምላክ አምልኩ እና ናይ ሕይወት ትርጉም ኣምልኡ እና መልካም ግበሩ፣ እና አብ ቀፃሊ ህይወትኩም ሽልማት ክትረከቡ አኩም፡፡ እሱ እዩ ኩሎም ዝተናገሩ! ካብኡ ዝበለፀ ኣይትገብሩ! ዝተናገርዎ እዚ ብቻ እዩ፡፡ በማንም ቋንቋ ይኩን በማንም ጊዜ፣ ካብ ማንም ይምፅኡ፣ ዝተናገርዎ እዚ ብቻ እዩ፡፡

ቅዱስ መፅሓፍ ብጥንቃቅ ተተንብቡ፣ ብዘይ ንስካትኩም ትርጉም ኮነ ብዘይ ካልእ ሰብ ተወሳኪ ወይ ድማ ፈጠራ ፡ መልዕክቱ ቀለል ከም ዝኾነና ኩሎም ነቢያት ካብ ሓዲኡ ክሳብ ካልኦት ዘረጋገፅዎ ከም ዝኾነ ትርድኡ፡፡ ሓዲኦምም ነብየት “ኣነ አምላክ እየ አምልኩኒ” አይበሉን፡፡ ብዘለውኩም ቅዱስ ዝበሃሉ መፅሓፋት ኩሉ አይትረክብዎን ብመፅሓፉ ቅዱስ ኾነ ብቶራህ ወይድማ ብሀዲስ ኪዳን ወይ ድማ ብመዝሙረ ዳዊት ብማንኛውም መፅሓፉ አይትረክብዎን፡፡ ብነብያት ንግግርም አይትረክብዎን፡፡ ናብ ገዛኩም ኬድኩም ብመፅሓፍ ቅዱስ ገፃት በሙልኡ ድልይዎ፣ እና ዋስትና ጠጠው ይብል _ ንሓደ ጊዜ እንኳ አይትረክብዎን፡፡ ማንም! ስለዚ እዚ ኩሉ ካበይ መፂኡ? እዚ እዮም ምፅራይ ዝለኹም ነገር፡፡

በከምዚ ዝበለ አገላለፃ፣ ናይ አረብኛ ቃል ኩሎም ነቢያት ዝገበርዎ ከም ዝገልፅ ንሪኢ፡፡ ኩሎም ነቢያት መፂኦም ንአምላክ ተገዛእቲ እዮም ዝኾኑ፤ ናይ አምላክ ምርከኛታት ኮይኖም፣ ናይ አምላክ ህዝቢ ተባሂሎም፤ እና ሰባት ፅብቅ ነገር ክክተሉና ክዳልዩ እዩም ዝጠየቁ፡፡ ናይ ሙሴ ዓሰርቲኦም ትእዛዛት _ እንታይ ነይሮም? ናይ አብርሃም ንግግር _ እንታይ ነይሩ ? ናይ ዳዊት መዝሙር _ እንታይ ነይሩ ? ናይ ሰሎሞን ምሳሌያዊ ንግግር _ እንታይ ነይሩ ዝተናገረ? ናይ እየሱስ ክርስቶስ ወንጌል _ እንታይ ነይሩ ዝተዛረበ ? መጥምቁ ዮሀንስ እንታይ ነይሩ ዝተናገረ? ይስሀቅ እና እስማኤል እንታይ ነይሩ ዝተናገረዎ? ሙሀመድስ እንታይ ነይሩ ዝተናገረ? ካብዚ ንላዕሊ ዝበለፀ እንታይ አሎ!

“አላህን ሀይማኖትን ንዑኡ ብቻ መፃረይቲ ቀጥተቻታት ከይኖም ክግዝእሉ ሶላትንም አስተካኪሎም ክሰግዱ ዘካንም ክህቡ እምበይ ዘይተኣዘዙ እንትኾኑ (ተፈላልዮም) እዚም ናይ ቀጥተኛ (ሀይማኖት) ድንጋገ እዩ፡፡

(ቅዱስ ቁርዐን 98:5)

አላህ ዝተናገሮ እዚ እዩ፡፡ ዝተኣዘዙም ብዘይካ አላህ ከየምልኩ፣ ንዑኩም ዝተአመኑ ክኾኑ፡፡ እና እዚ እዩ ነይሩ ቀጥ ዝበለ መንገዲ፣ ናይ መጀመሪያ መልዕክቲ፡፡ ብተመሳሳሊ አበሃህላ፣ ነብያትንም ኮነ መልዕክተኛታት ሙስሊም ከም ዝነበሩ ምሕሳብ ግድ እዩ፣ ምክንያቱ “ሙስሊም” እንታይ እዩ? ብዛዕባ ዓረብኛ አገላለፅ አይጥሕሰቡ፣ ከመይ ከም ዝነቅርቦም አይትሕሰቡ _ ብዛዕባ መካ አይትሕሰቡ ወይ ድማ ብዙዕባ ሳዑዲ አረቢያ ወይ ድማ ብዙዕባ ግብፂ፡፡ አይኮነን! “ሙስሊም” ስለ ዝብል ቃል ሐስቡ፡፡ ንሱ ባዕሉ ንአምላክ ኣሕለፍ ዝሃበ፣ ናይ ሓያሉ አምላክ ሕዚ ዝክተል፣ በዚ ምክንያት ብተፈጥሮ ወይ ድማ ብሓሳባዊ ቁዘማ መልክዕ _ ማንንም ባዕሉ ንሓያሉ አምላክ ኣሕሊፍ ዝህብ ሙስሊም እዩ!

ስለዚ፣ ሕፃን ቆልዓ አምላክ ብዛፈቀደ ሰዓት ካብ አዲኡ ማህፀን ምውፃእ ጀሚሩ እንታይ እዩ? ሙስሊም ድዩ፡፡ ፀሐይ ምህዋሯን ተፀቢያ እንትዘር _ እንታይ እያ? ሙስሊም ድያ፡፡ ናይ መሬት ስሕበት ሕኒ _ እንታይ እዩ? ናይ ሙስሊም ሕኒ ድዩ? ባዕሉ ንዓብይ አምላክ ተገዛኢ ዝነበረ ኩሉ ሙስሊም እዩ! ስለዚ፣ ብፍቃደኝነት ዓብይ አምላክ እንተንክተል ሙስሊም ኢና! እየሱስ ክርስቶስም ሙስሊም ነይሩ፡፡ዝተባረከት ኣዲኡም ሙስሊም ነይራ፡፡ አብርሀም ሙስሊም ነይሩ፡፡ ሙሴ ሙስሊም ነይሩ፡፡ ኩሎም ነቢያታት ሙስሊማት ነይሮም! ግን ናብ ህዝቦም መፂኦም እንትዙረቡ ብዝተፈላለይ ቋንቋ ነይሩ፡፡ ነብዩ መሀመድ (ሰ.ዐ.ወ) አረብኛ ተናጋሪ እዩ፡፡ እና ስለዚ፣ ብዓረብኛ ቋንቋ ተገዛኢ እና ተማራኪ ዝኾነ እንተኸይኑ ሙስሊም እዩ፡፡ ኩሎም ናይ ሓያሉ አምላክና ነብያት እና መልዕክተኛታት ኩሉ ናብ ዓለም ዘመፅእዎ መልዕክቲ መሰርታዊና ተመሳሳሊ እዩ _ “ሓያሉ አምላክን አምልኩ፤ ንዑንም ተኣመኑ፡፡” ኩሎም ዝፈለጥዎም መልዕክተኛታት መልዕክቲ እንትን ምርምር፣ እዚ ሓቂ ብቀሊሉ ምድምዳም ንክእል፡፡

ግጭት ዝፈጠርም፣ ብዝተሳሓሐተ ድምዳሜ፣ ብፈጠራና ብምግናን፣ ብግለሰባዊና ብዘይተረጋገፁ ትርጋሜታት፣ ብታሪክ ፅሑፍ መዘከሪታት፣ ብምሁራን፣ እና ብግለሰባት ውፅኦት እዩ፡፡ ንምሳሌ፣ ንስካትኩምም ቅድሚ ከዚ ክተስተውዕሊዎ እትክእሉ ነገር ከሪአኩም (ክሕብረኩም)፡፡ ኣነም ሙስሊም ቅድሚ ምኳነይ ከም ክርስቲያን ሪኢየዬ ዝነበረና ዘየገና ዘብኩሉ፡፡ ብብሉ ኪዳን አምላክ ሓደ እዩ _ ሓለቃ እና ጌታ፣ ናይ ዓለም ኩሉ ንጉስ ከም ዝኾነ ይጠቅስ፡፡ ሙሴ ዝተዋሃበ ናይ መጀመሪያ ትእዛዝም፣ ናይ ሙውታን ስዕልታት ከምልክ ዘይፈቀድ፣ ኣብ ገነት ዘለው ኣብቃላይ ባሕሪም ኮነ አብ ምድሪ ክተነብሩ ምስጋድ ፈፁም ዝተከልከለ እዩ፡፡ ኩሎም መልዕክተኛታት ሓደ አምላክ ብቻ ከም ዘሎ ተናገሮም እዩም፡፡ ብብሉይ ኪዳን ውሽጢ ድማ ተደጋጊሙ ንረክቦ፡፡ ብምቅፃልም፣ ከም አጋጣሚ ኣራባዕቲኡ መረጋገፂ ንረክብ _ አርባዕቲኡ ወንጌላት ማቴዎስ፣ ማርቆስ፣ ሉቃስ እና ዮሀንስ ተባሂሎም ይፅውዑ፡፡ ማቴዎስ መን? ማርቆስ መን? ሉቃስ መን? ዮሀንስ መን? አርባዕተ ዝተፈላለዩ ወንጌላት ብአርባዓን ሽምንተን ዓመታት ልዩነት ውሽጢ ዝተፃሓፉ፡፡ ሓዲኦምም እንተኾነ፣ ሐድ ሕደም የትጣመሩን፣ ሓዲኦምም እንተኾኑ ናይ ኣብኦም ሽም አይፃሓፉን፡፡ ነዚ ወርሒ ደሞዝኩም ቼክ ላይ ናተይ ሽም ብቻ ፅሒፈ ካብ ባንኪ ክትወስድ ተትነግረኩም _ እቲ ቼክ ትቅበሉ? የለን፣ አይትገብረዎን . . . ፖሊስ ጠጠው ተተብለኩም ማንነትኩም ዝገልፅ ተትፕይቀኩም ናትኩም ሽም ብቻ ዘለዎ መስታወቂያ ወይ ድማ ፓስፖርት ዝቅበለኩም ይመሰለኩም? ብመጀመሪያ ሽምኩም ብቻስ ፓስፖርት ትረክቡ? ኣዴኩም እና ኣቦኩም ሓደ ናትኩም ሽም ብቻ ይህብኩም? ብወዲ ሰብ ታሪክ ውሽጢስ ሓደ ናይ ባዕልከ ሽም ብቻ ከም መረጃ ዝቅበል ኣይኑ እዩ, እኮ ኣይኑ? ማንም! ካብ ሀዲስ ኪዳን ውጪ፡፡

እና ከመይ ናይ ኣቦ ሽም እንኳን ዘይፈልጡ ብምምስል አርባዕተ ሰባት ዝተፃሓፊ አርባዕተ ወንጌላት ውሽጢ እምነትኩም ትምስርቱ? ብምቅፃልስ፣ ካብዚኦም ኣርባዕተ ወንጌላት ምስኾኑም፣ ዓሰርተ ሓሙሽተ ተወስኪ መፅሓፉ ክርስቲያናት ክቐትል፣ ክወቅዕ፣ ክገርፍ ዝነበረና እየሱስም ብሕልሙ ምርኦይ ብምንጋር እምነቱ ብዝለወጠ ሰብ ተፃሐፈ፡፡ እና ናይ እየሱስ ስባኪ ልምዃን በቂዑ፡፡ ብዛዕባ ሂትለር ተትነግረኩም፣ እቶም ኩሉም አይሁዳት ምስ ቀተላ ንድሕሪት፣ ንሱ ባዕሉ ክድሕን ተትውስን፤ ክርስቶስም ወይ ድማ ሙሴን ስለ ዝረከበ አይሁድ ተትኾነ፤ ብቶራህ ውሽጢ ዝውከል ዓስርተ ሓሙሽተ መፅሓፋቲ ተትፅሕፍ _ በአይሁዳት ተቀባሊነት ይረክብ? የለን፣ ተቀባሊነት አይህልዎን፡፡ ስለዚ ከመይ አረባዒቲኡ መፅሓፋቲ ናይ ኣቦ ስም ብዛይብሎም ተፃሒፉ፣ እና ዓሰርተ ሓሙሽተ ካልኦት መፅሓፋቲ ድማ ብካሊእ ሰብ ተፃሒፎም _ በቲ ግዜ እዩ አምላክ ንመጀመሪያ ግዜ ሰብ ዝተባሃለ፣ በቲ ግዜ እዩ አምላክ ንመጀመሪያ ግዜ ሰላስተ እዩ ዝተባሃለ፣ እና ንመጀመሪያ ግዜ አምላክ ህፃን ዝተዋሃበ _ እዚ ከመይ ንክርስቲያናት ተቀባሊነት ይህልዎ? እኮ ከመይ? ሐስብሉ! በዚ ነጥቢ አይንከራከርን፡፡ ክትሓሰብሉ ብቻ እዩ፡፡

ናይ ነብዩ መሀመድ(ሰ.ዐ.ወ) ምምፃእ ሓዲሽ ሓዲሽ ሀይማኖት አየምፀአን ወይ ድማ ሓደ ሓደ ሰባት ብፁልማትነት ከም ዝብልዎ ዝተፈለይ ዓይነት ናይ መንባብሮ መንገዲ አየምፀኦን፡፡ ብተቃራኒኡ፣ ብግሊ ባህሪኡም ኮነ ካብ ሓያሉ አምላክ ብራዕይ ብዝተቀበሎ መንነት፤ ነብዩ (ሰ.ዐ.ወ) ቅድሚ እሱ ዝነበሩ መልዕክተኛታት ነብያትን ህይወት እና መልዕክቲ አረጋገፁ፡፡ ነብዩ መሀመድ(ሰ.ዐ.ወ) ዝተቀበሎ ክቡር ክባርና ቅዱስ ዘኾነ መፅሐፉ ቁርዐን ይባሃል፡፡ ትርጉሙም “ዝንባብ ዝኾነ” ማለት እዩ፡፡ ምክንያቱ ነብዩ መሀመድ(ሰ.ዐ.ወ) ቁርዐን አይፃሓፎን፡፡ ቁርዐን አይደረሰን፡፡ ማንም ቁርዐን ንክፅሕፍ ክሕግዝ አይመፀን፡፡ እና ማንም ኣብዚ ውሽጢ ምስኡ አይተጣመረን፡፡ መልአኩ ገብሪኤል እዩ ቃላቶቹ ዘንበበሉ! ዓብይ አምላክም ብልኡ ክንክቅበከል ገይርዎ፡፡ ናይ ነብይ መሀመድ(ሰ.ዐ.ወ) ልብም ንክቅበል ተገሊፅሉ ስለ ዝነበረ ቁርዐን ነዚ ኩሉ ዓመታት ብዘይ ምንም ለውጢ ክህልየና ኪኢሉ እዩ፡፡ ኣብ ዓለም ከም ዝነበረ ብዘይምንም ለውጢ ዝተትሓዘ ካልእ ትፈልኛዎ መፅሓፍ አሎ? ምንም መፅሐፍ የለን . . . ቁርዐን ብቻ::

እዚ ኣነ ዝባልኩ ከይ መሰለኩም! ናብ ቤተ መፅሓፍቲ ኬድኩም ኢንሳይክሎፒድያ ብሪታኒካ እንታይ ከም ዝብል ኣንብቡ፣ ወይ ድማ ናይ ዓለም ኢንሳይክሎፒድያ ወይ ድማ አሜሪካውያን ኢንሳይክሎፒድያ፣ ወይ ድማ ካልእ ብሙስሊም ዘይተፃሓፈ ዓለም አቀፍ ኢንሳይክሎፒድያ ብዙዕባ እስላም፣ ብዙዕባ ቁርዐን፣ ብዙዕባ መሀመድ(ሰ.ዐ.ወ) እንታይ ከም ዝብሉ አንብቡ፡፡ ስለ ባተኾነም ይዛረቦ ዘለኩ ዓለም አቀፋዊ አፍልጦ ዘለዎና ግልፂ ምኳኑ ትርዱኡ! መሀመድም(ሰ.ዐ.ወ) ብወዲ ሰብ ታሪክ ውሽጢ ዓብይ ዝነበረ ሰብ እዩ፡፡ እንታይ ከም ዝብሉ አንብቡ፡፡ ቁርዐን ብጣዕሚ መደነቂ፣ ብስነ-ፅሑፍ ታሪክ ውሽጢ ብጣዕሚ ዓብይ ዝኾነ ስራሕ እዩ! እንታይ ከም ዝብሉ አንብቡ፡፡ ናይ እስልምና ህይወት መንገዲም ዘይተወለገደ ዝኾነና ብዝተረጋገአ ስሜት ውሽጢ ዝምደብ እየ! . . . ተለውጦም አያፈልጥን፡፡

መሀመድ (ሰ.ዐ.ወ) ዝተቀበሎ ቅዱስ እና ክብር ዝኾነ መፅሐፍ “ቁርዐን” ይባሃል፡፡ ሕድ ሕደም ነብያትና መልዕክትኛታት ቅዱስ መፅሐፍ ተቀቢሎም፡፡ ብቁርዐን ውሽጢም ናይዚኦም ነብያት፣ ናይ ቅዱስ መፅሓፍም፣ ታሪኮም፣ ናይ ተልዕከከም ምምሃር ብዓብይ ገለፃና ዝርዝር ተገለፁ፡፡ መሀመድ (ሰ.ዐ.ወ) ይፈልጥም? አናጊርዎም? ሓበሪዎም ተመጊቡ? ናቶም ፅሐፍ ንምፅሓፍ ተሓባቢሩ? የለን፣ ብፈፀም አይኮነን፡፡ በቁርዐን መሀመድ (ሰ.ዐ.ወ) ናይ ዓብይ አምላክ መልዕክተኛ እና ናይ ነብያታት መወዳእታ ከም ዝኾነ ተገለፁ፡፡

“መሀመድ ካብ ወድታትኩም ናይ ሓደ ሰብ ኣቦ አይኮነን ግን ናይ አላህ መልዕክተኛ ናይ ነቢያት መደምደሚያ እዩ አላህም ብነገር ኩሉ ፈለጥ እዩ፡፡”

(ቅዱስ ቁርዐን 33:40)

ሙስሊሞት መሀመድን አየምልኩን፣ እኛ “መሀመዳዊያን” አይኮንናን፡፡ ነሕና መሐመድ ዝብል ሸም ቀየርና “መሀመዳዊያን” ንምባል መብቱ የብልናን፡፡ የለን፣ ሙሴ ክክተሉ ዝነበሩ ህዝብታት “ሙሴያዊያን” አይነበሩን፣ ያዕቆብም ክክተሉ ዝነበሩ ህዝብታት “ያዕቆባዊያ” አይነበሩን፡፡ ወይ ድማ አብራሃምን ክክትሉ ዝነበሩ ህዝብታት “አብራሃማዊያን” አየተብሉን፡፡ ወይ ድማ “ዳዊታዊያን”. . . የለን፣ የለን፣ የለን፡፡ ስለዚ ከመይ ሰባት ባዕልቶም “ክርስቲያን” አሎም ይፅውዑ? ክርስቶስ ባዕሉ “ክርስቲያን” አሉ አይፀወዐን፣ ስለዚ ከመይ ሰባት ባዕልቶም “ክርስቲያን” አሎም ይፅውዑ?

እየሱስ ክርስቶስ ከም ዝጸናገሮ ካብ ዓብይ አምላክ ዝተቀበሎ ነገር ኩሉ ናይ አምላክ ቃል እዩ፣ እና ዝስመዖ ዝተናገሮ እዩ! እና ዝስመሮ ዝተናገሮ እዩ! ዝገበሮም ከምዚ እዩ! ስለዚ ከመይ እዚአቶም ሰባት ባዕልቶም “ክርስቲያን” ኢሎም ይፅውዑ? ክርስቶስ ምምስል ይግበአና! እና ክርስቶስ መን ይመስል ነይሩ? እሱ ናይ ልዑሉ አምላክ መገልገሊ ነይሩ፤ ስለዚ ነሕናም ናይ ልዑሉ አምላክ መገልገሊ ክንኾን ይግብኣና፣ በቃ እዚ እዩ!

ናይ መጨረሻ ቅዱስ መጽሓፍ እና ራዕይ ከም ዝብሎ፣ ቁርዐን ብጣዕሚ ግልፂና ሓፂር መልዕክቲ አቀሚጡ፣

“ .ሎማዕነቲ ሀይማኖትኩም ነዓኻትኹም መለአልኩም ፀጋይም ኣባኩም ውሽጢ ፈፂመዩ፡፡ንዓኩም እስላምን ካብ ሀይማኖት ውሽጢ ፈትዩ”

(ቅዱስ ቁርዐን 5:3)፡፡

ስለዚ እስላም ዝብል ቃል ዝመፀ ካብ ቁርዐን ውሽጢ እዩ፡፡ ምክንያቱ፣ ግንባትኡ እንትውዳእ፣ “ህንጻ” አልኩም ከምትፅውዕዎ፡፡ መኪናም ገና አብ ምግጥጣም ከሎ “አውቶሞቢል” አይኮነን _ ብምግጥጣም ውሽጢ ዝሎ እዩ! አብ ዝውድአሉ እዋን፣ መረጋገፂ ይወሃቦ፣ሙከራ ይዝወር _ ድሕሪ እዚ እዩ አውቶሞቢል ዝበሃል፡፡ እስላም ብራዕይ ተማለኩ ከሎ፣ ብመፅሐፍ፣ ብነብይ መሀመድም(ሰ.ዐ.ወ) ምሳሌ ምስ ኾነ “እስላም” ተባሂሉ፡፡ ዝተማልኦ ህይወት አካል ኾይኑ፡፡

ስለዚ ሐድሽ ነገር ቃሉ ነይሩ . . . ተግባሩ ኣይነበረን . . . ተግባሩ ኣይነበረን . . . ነብይ ኣይነበረን. . . ናይ አምላክ አምላክ ትዕዛዝ ኣይኮንን . . . ሓድሽ አምላክ አይኮነን . . . ሓድሽ ራዕይ አይኮነን . . . እስላም ዝብል ሽም ብቻ እዩ ሓድሽ ዝነበረ፡፡ እና ቅድሚ ኸዚ ከም ዝተናገርክዎ፣ ነብያት ኩሎም እንታይ ነይሮም? ሙስሊም ነይሮም፡፡ ክተሰታውስው ዝግባእ ካልእ መፈለይ መሀመድ፣ ካብ ቅድሚ ኸዚ ዝነበሩ ብዝተፈለየ ንዓረባት ወይ ድማ ንባዕሉ ህዝቢታት ብቻ አይኾነን፡፡ ምንም እንኳን ናይ አብዱላህ ወዲ ነብይ መሐመድ ብዓረብ ምድሪ ብመካ ከተማ ብትውልድ ዓረብ ኾይኑ ተተወለደም፣ እስላም ንዓረባት ብቻ አይኾነን ዘምፁኦ፡፡ እስላምን ንመላእ ህዝቢ እምበር፡፡

ምንም እነኳ ቁርዐን ዝተፃሓፈ ብዓረብኛ ቋንቋ ተኾነ፣ ናይ መሀመድ መልዕክቲ ንዓረባት ብፍልዩ ዝቀረበ ወይ ድማ ንዓኣቶም ከም ዝተተርጎመ ክመስለና አይግባእን፡፡ ብቅዱስ ቁርዐን አላህ ከምዚ አሉ፣

“(መሀመድ ሆይ!) ንዓለማት ሕዝነት ገይረና እምበይ አይላኣከናካይ፡፡”

(ቅዱስ ቁርዐን 21:107)

ነብዩ መሀመድ(ሰላም ንዑኡ ይኩንና) ከምዚ አሉ፡
ደቂ ሰባት ኩሎም ካብ አዳምና ካብ ሄዋን እዮም፣ ዓረብ ዝኾነ ዓረብ ብዛይኾነ ሰብ ላዕላዊነት የብሉን፣ ዓረብ ዘይኾነም ዓረብ ብዝኾን ሰብ ላዕላዊነት የብሉን፤ ፃዓዱም ብፀለምቲታት ላዕላዊነት የብሎምን ፀለምቲም ብፃዕዳታት ላዕላዊነት የብሎምን ካብ መልካም ተግባር እና ካብ ታኣማኒነት በስተቀር፡፡

ብኸምዚ ተግባር፣ መሀመድ (ሰ.በ.ላ.ይ) ናይ መወዳእታት ቅድም እሱ ዝነበሩ ዓበይቲ ነብያታት እና መልዕክተኛታት ዘውድ እዩ፡፡ መብዛሕቲኡ ሰብ _ ብዛዕባ እዚ መረጃ እንኳን አይፈልጥን፡፡

ብአቀራርባይ ውን ቁርዐንን ከም ድጋፍ መረጃ ይጥቀመሉ ስለ ዝኾነ፣ ብዛዕባ ባዕሉ ቁርዐን ዝተወሰነ መረጃ ክህበኩም፡፡ ብመጀመሪያ፣ ቁርዐን ናይ መለከት ራዕት ውፂኦት ከም ዝኾነ ምክንያት ንመምሪሒታት ዝተላአኮ እዩ፡፡

አላህ ከም ዝተናገሮ፣

“ካብ ልብ ወልድም አይናገርን::”

“ንሱ (ዘረብኡ) ዝወርድ ራዕይ እምበይ ካልእ አይኮነን::”

(ቅዱስ ቁርዐን 53:3-4)

መሀመድ ንባዕሉ አይተናገረን፣ ናይ ባዕሉ ሓሳብ፣ ናይ ባዕሉ ምኞት፣ ወይ ድማ ናይ ባዕሉ ስሜታዊነት እና መንፈስ አይኮነን ዝተናገረን፡፡ ግን፣ እስ ኩሉ ንዑስ ብራዕይ ዝተገለፁ እዩ! እዚ ናይ አላህ ንግግር እዩ፡፡ ስለዚ፣ ናይ ቁርዐንና ታኣማኒነት ከእምነኩም፣ ከረጋግፅ ዘለኒ _ ሓደ፣ ከምዚ ዓይነት መፅሐፍ ንምፍጣር ንመሀመድ ዘይካኣል እዩ፡፡ ክልተ፣ ንወዲ – ሰብ ዝኾነ ኩሉ ከምዚ ዓይነት መፅሐፍ ንምፍጣር ብኸምዚ ዘይከአል ከም ዝኾነ የረጋግፀልኩም፡፡ እስቲ ንሐስበሉ፡፡

ቁርዐንም ከምዚ ይበል፣

“ ካብኡም ብዝተዳለወ መርጊያ ውሽጢ ናይ ፋቶት ጠብታ ነይረናዮ፡፡ ካብኡም ጠብታዋን (ብኣርባ ማዓልቲ) ዝረገአ ደም ገይረና ፈጠርና”

(ቅዱስ ቁርዐን 23:13)

“ሰብ ካብ ዝረገአ ደም ብዝፈጠሮ (ጌታህ ሽም)::”

(ቅዱስ ቁርዐን 96:2)

ነብዩ መሀመድ ጥንሲ ዘፈጥርኣ ኣብ ኣደ ማሕፀን ግድግዳ ውሽጢ ዝረገአ ደም ብምንጥልጣል ከም ዝኾነ ከመይ ፈሊጡ? ቴሌስኮፕ ነይርዎ? ኤክስ ሬይ መርኣይ ነይርዎ? እዚ ነገር ዝተፈለጠ ቅድሚ አርባዓን ሽውዓትን ዓመታት ብቻ ኮይኑ እንተሎ፣ ከመይ እዚ ፈልጠት ክፈልፕ ከኢሉ፡፡

ብኸምዚ ድማ፣ ውቅያኖሳት ብጨውማና በንፁህ ማይ ማእከል ዘሎ ፍለለይ ዝገብር ግድብ ምህላይስ ከመይ ክፍለጥ ከኢሉ?

“እሱም እቲ ክሊትኡ ባሓሪታት ጉርትብና ዝለቀቀ እዩ እዚ ፃምእ ዝርቆፅ ጥዑም እዩ እዚም ዝረግእ ጨው እዩ ብማእከሎም (ካብ ምትሕውዋስ) መፍላለይ እና ዝተከልከለ ክልል ዝነበረ እዩ፡፡”

(ቅዱስ ቁርዐን 25:53)

ከመይ እዚ ፈሊጡ?

“It is He Who created the Night and the Day, and the sun and the moon: all (the celestial bodies) swim along, each in its rounded course.” [Quran 21:33]

ፀሓይ፣ ወርሒና ካልአት ፐላኔታትም ብዝተኣዘዘሎም ምሕዋር ውሽጢ ከም ዝሕመሱ ከመይ ክፍለጥ ክኢሉ? ከመይ አዚ ፈለጡ? ከምዚ ተመሳሳሊ ነገራት ከመይ ክፍለጥ ክኢሉ? እዚኣቶም ነገራት ዝተረከቡ ቅድሚ ዕስራን ሓሙሽተን ወይ ድማ ቅድሚ ሰላስ ዓመት እዩ፡፡ እዚኣቶም ነገራ ኸዚ ኣብ ቐረባ ጊዜ እዩም ዝተረከቡ፣ ቴክኖሎጂ እና ሳይንስ ብኸምዚ ድማ ዝተወሳሰቡ ናይ ምያ ጥበባት አብ ቐረባ ጊዜ እዮም ዝተረኸቡ፡፡ ቅድሚ 1500 ዓመት ዝነበረ ዘይተማሃረ፣ ብበረኻ ዝነበየ፣ ምንባብ እና ምፅሐፍ ዘይክእል በጊዕ ሓላዊ መሀመድ(ሰ.በ.ላ.ይ) ከመይ እዚ ዝመሰል ነገር ክፍለጥ ክኢሉ? እዚ ዝመሰል ነገር ከመይ ይፍለጥ ይክኢሉ? እና ካልእ ምስኡ ዝነበረ፣ ደሓር ወይ ድማ ቅድሚ ኸዚ ከመይ አብ ቐረባ እዋን ዝተረከበ ነገር ክፋጥር ይክእል፡፡ እዚ ዘይክኣለእዩ፡፡ ከመይ ካብ ዓረባዊይን ምድሪ ዘይወፀ፣ መርከብ ውሽጢ እንኳን ተሳፋሩ ዘይፈለጥ ሰብ ቅድሚ 1500 ዓመት ዝነበረ _ ከመይ ከዚ አብ ቐረባ እዋን መበል ዕሲራ ማኢተ ክፍለ ዘመን ፈረቐ ዝተረከበ ነገር፣ እዚ ብዝመሰለ መደነቂ እና ግልፂ ብዝኾነ አገላለፃ ምግባር ይካኣሎ?

ብተወሳኺም፣ እዚ እኩሉ ተዘይከይኑ፣ ቁርዐን ሚኢቲን ዓሰርተ ኣርባዕተን ምዕራፋት፣ ካብ ሽድሽተ ሽሕ ንላዕሊ አንቀፃት ከም ዘለዎ ተትሕብረል ኩመሰ፡፡ እና እዚኣቶም ኩሎም ምስትዋስ ይክእሉ ዝነበሩ ብሚኢቲታት ዝቁፀሩ ሰባት ብነብይ መሀመድ(ሰ.ዐ.ወ) ጊዜ ነይሮም፡፡ እዚ ከመይ ክኮን ከኢሉ? እዚ ዝተፈለይ ናይ አዕምሮ ብስለት ባዐልገዛ ይኾን? ወንጌልን ብምልኡ ምስትዋስ ዝክእል አሎ – ሓድስ እኳ? ቶራህን ምስትዋስ ዝክእል ሰብ አሎ፣ መዝሙረ ዳዊት በሉይ ኪዳንና አዲስ ኪዳንን? ማንም እዚ ከገብር አይካኣለን፡፡ ጳጳሱም እንተኾን፡፡

ግን አብዚ ኸዚ ግዜ እዚ መፅሓፍ ብሙሉኡ አካሉ ምስትዋስ ዝከእሉ ብሚልዮን ዝኾኑ ሙስሊማት አለው፡፡ እዚም ናይ ኩሎም ሙስሊማት ምኞት እዩ፡፡ ናይ ዝተወሰኑ አይኮነን _ ናይ ኩሎም እምበይ! ኣብ ህይወትኩም አጋጣሚ ብሙሉኡ መፅሓፍ ቅዱስ ምስትዋስ ዝክእሉ ክንዳይ ክርስቲያናት አጋጠምኩም? ምንም፡፡ ብሙሉኡ መፅሓፍ ቅዱስ ምስትዋ ዝክእል ዋላ ሓደ እንኳን ክርስትያን አይረከብኩምን፣ ምክንያቱ ብሙሉኡ መፅሓፍ ቅዱስ እንኳን እንታይ ከም ዝኾነ ዝፈለጥ ክርስቲያን ረኪብኩም ስለ ዘይትፈልጡ እዩ፡፡ ንምንታይ እዚ ኾይኑ? ምክንያቱ፣ መፅሓፍ ቅዱስ ካብ ሽውዓተ ሚኢቲ ንላዕሊክፍልታት ዝለዎም፣ ናብ ሰላሰን ትሽዓንተን ዘኾኑ ዝተፈላለዩ ናይ መፅሓፍ ቅዱስ ቀጂታት ዘለዎም – ካብ ዝተፈላለዩ መፅሓፋቲና ካብ ዝተፈላለዩ ዓይነታት ስለ ዝኾነ እዩ፡፡ ዝፈላለዩ አንቀፃት እና ምዕራፋት ስለ ዘለዎም፡፡ ስለ ዘይስማዕምዑ፣ ስለዚ ዘይስማዕምዕሉ ነገር እንኳን ከመይ ከስታውስዎም ይክእሉ፡፡

እዚ ብዛዕባ ቀርዐን ንእሽተይ ሓቂ እዩ፡፡ ቁርዐን ኣብ ዝሓለፍ ዓስረተ ሓሙሽተ ክፈለ ዘመናት ብዓለም ዓቀፍ ደረጃ ንእሽተይ እንኳን ለውጢ ዘይተገበረሉ ተሓሊው ዘሎ እዩ፡፡ እዚም ከም ምውቃስ ይዛረብለኩ አይኾነን፡፡ ኣነ ክርስቲያን ዝነበረኩ ሰብ እየ፡፡ እዚአቶም ነገራት ብባዕላይ ዝጠለቐ ምርመራ ዝረከብኩዎም ሰብ እየ፡፡ እዚም መረጃ ንዓካትኩም ብምክፋል እትር እይሉ መንገዲ እምን ብምፋንቃል ባዕልከትኩም ክትዕዘብዎ ዘገብር ሰብ እየ፡፡ እና ፍረዱ ነዓኳትኩም እዩ!

እስቲ ስቅ አልኩም እዚ ኩሉ ሓቂ ከም ዘኾነ ሕስቡ፡፡ እዚ መፅሓፍ ብሓቂም ዓብይ ከም ዝኾነ ትስማዕምዑ? እንተነኣሰ እንኳን ፈልዩ ምኳኑስ? እዚ ዝአክልስ ሓቂ ትኾኑ? ብሓቂም ትኾኑ፣ ብውሸጥኩም ሓቀኝነት እንተሃልይኩም ናፍቲ ድምዳሜ ትመፁ፡፡ መብዛሕቲኦም ሙስሊም ዘይኾኑ ናብዚ ድምዳሜ መፂኦም፡፡ ንምሳሌ ዝተወሰኑ ንምጥቃስ ዝኣክል ቤንጃሚን ፈራንክሊን፣ ቶማስ ጀፈርሰን፣ ናፖሊዮን ቦናፓርቴና ዊንስተን ቸርችል ይጥቀሱ፡፡ ካልአት ብዙሓት ምውሳክ ይክእል፡፡ ናብ ተመሳሳሊ ድምዳሜ መፂኦም፡፡ ብግልፂ እስልምናን ተቀበሉ ወይ ድማ አይትቀበሉ፡፡ ናፋቲ ድምዳሜ በፂሐም _ ብስነ ፅሁፍ ውሽጢ ከም ቁረዐን ዓብይ ዝኮነ መፅሐፍ የለን፣ ናይ ብልሐት ምንጪ እና ናይ ምድሓን መንገዲ፡፡

ከዚ ብዛዕባ ቁርዐን ሓቀኝነት አበራርሂረህና፣ ስለዚ ናብ ካልእ ጉዳይ ንእቶ፣ ናይ ቁርዐን ርእሲ ጉዳያት፡፡ ናይ ሓዲኡ ላእላዋይነት እና ናይ ሓያሉ አምላክነት፣ ሽሙ፣ ባህሪኡ፣ ናይ ሓያሉ አምላክ እና ናይ ፍጥረጣቱ ርክክብ፣ እና ወዲ ሰብ ከመይ እዚ ርክብ ከካይድ አለዎም ዝብሉ የካትት፡፡ ናይ ንቢያት እና መልእክተኛታት መደምደምታ ዝኾን መሀመድ(ሰ.በ.ላ.ይ) ምክታል፡፡ ደቂ ሰባትን ናይዚ ዓለም ሓፂርነት ምስትውዓል እን ካብዚ ህይወት ድሕሪት ዘለአለማዊ ዝኾነ ህይወት ክደልዩ ምፅዋዕ፡፡ ካብዚ ህይወት ንድሕሪት ማለት ድሕሪ እዚ፡፡ድሕሪ እዚ እዚ ቦታ ትገድፍ እና ናብ ዝኾነ ቦታ ትኸድ፤ እዚ ማለት ሎማዓንቲ አይኾነን፡፡ ግን ምስ ምትኩም መሬት እንትለቁ፣ ናብ ዝኾነ ቦታ ትኸድ፣ ተቀቢልክምዎም ወይ ድማ እንተይ ፈለጥኩም ናፈቲ ትኸድ፣ እና ሓላፍነት አለኩም፣ ምክንያቱ ተነጊርኩም እዩ _ ተዘይሰማዕክምዎ እንኳን፡፡ ምክንያቱ ናይ ህይወትና ዓላማ አብዚ ብዘይ ምንም ውፂኢት ምቅማጥ አይኮነን፡፡ ሕድ ሕድ መንስኤ ውፂኦት አለዎ! ናብዚ ህይወትም ዝመፃኩምሉ መንስኤ ወይ ድማ ምክንያት አለኩም፣ እሱ ድማ ውፂኦት ይህለዎ፡፡ ዝኾነ ውፂኦት ከም ዘለዎ የጠንቅቀካ! ናብ ትምህርቲ ቤት ንምውዓል ብቻ አይትኸደን! ንዘይትከፍሎ ስራሕ አይትኸደን! ዘይትነብሩሉ ገዛ አይትሰርሑን! ዘይትክደንዎ ሙሉእ ሱፍ ክዳን አየተሰፋዩን! ከም ህፃን ተይዓበኩም ዓብይ ሰብ አይትኾኑን! ሽልማት ንዘይብሉ ስራሕ አይትሰርሑን! ሞት ተየስታወስኩም ክትነብሩ አይትክእሉን! መቃብርኩም ተይተፀበኩም አይትሞተን! እና ቀብርኩም ናይ መወዳእታኹም ከም ዝኾነ አይትፀበዩ፡፡ ምክንያቱ ከምኡ ተትኮን ነይሩ አምላክ ንዓካትኩም ዝፈጠረኩም ንዘይረብሕ ምክንያት ነይሩ ማለት እዩ፡፡ እና ትምህርት ቤት ኣደምኸድኩምን፣ አይምስራሕኩምን፣ ወይ ድማ ምንም አይምገበርኩምን ወይ ድማ ሰበይቲ አይምመረፅኩምን ወይ ድማ ነዘይረብሕ ህይወት ንደቅኩም ሽም አይምመረፅኩምን፡፡ ከመይ ንኣምላክ ንባዕሉኩም ካብ ትሓሰብዎ ዝተሓተ ሓሲብኩም?

ናይ ምክንያታውየንና ክእለትና ንምአማን ናይ አተሓሰሰባና ጫፍ ንምሓዝ፣ ቁርዐን ብውቅያኖስና ብቐላያት፣ ብባህርዛፋትና ብእፅዋት፣ ብአዕዋፍና ብነፍሳት፣ ብጫካ እና በናይ ገዛ እንሰሳት፣ ብተራራ፣ በሸለቆ ብጀነት ምስፋሕ ናይ ሰማይ አካላትና ሁለንተናዊ፣ ዓሳና ናይ ማይ ውሽጢ አካላት፣ ናይ ሰብ አወቃቅርና ስነ-ሳይንስ፣ ናይ ሰብ ስልጣኔና ታሪክ፣ ናይ ገነት አገላልፃ እና ናይ ገሀነም አገላልፃ፣ ናይ ወዲ ሰብ ንሲ ምድንጋይ ለውጢ፣ ናይ ኩሎም ነቢያት እና መልዕክተኛታት ተልዕኮ፣ እና ናይ ምድሪ ህይወት ትርጉም፡፡ እና ከመይ በረኻ ውሽጢ እንተይማሃረ እና ምንባብ ዘይክእል በጊዕ ሓላዊ ከይኑ ዝዓበየ ብዛዕባ ዘይረአዬ ነገር ከምዚ ዝበለ መብራህሪሂ ምሃብ ይክእል?

ቁረዐን ካብ ኩሎም ፈልይ ዝገበሮ፣ ቀደም ኢሎም ዝተፃሓፈ ፅሑፋት አረጋገፀዶ እና፣ ናይ እስልምና ሀይማኖት ድሕሪ ምርምር ማርኩም፣ ሙስሊም ንምኳን ክትወሰኑ አለኩም፣ ሀይማኖትኩም ከም ዝለወጥኩም ክስምዐኩም አይግባእን! ሀይማኖትኩም ትልወጡም አይከንኩምን . . . ሪኢኩም፣ ንእሽተይ ክብደት ተቀኒስኩም፣ 500 ቅርሺ ዝገባእክምዎ ሱፍ አይትውርውርያን . . ብርግፅም አይትገብረዎን! ናብ ክዳን ዝሰፋይ ወሰዲኩም “በጃካ እዚ ሱፍ ስለ ዝፈትዎ፣ ንእሽተይ አፅብበለይ ትበልዎ፡፡” በተመሳሰሊ፣ ብእምነትኩም፣ ብክብርኩም፣ ብምግባርኩም፣ ንእየሱስ ክርስቶስ ፍቅርኩም፣ ምስ አምላክ ዘለኩም ርክብ፤ ብአምልኮትኩም፣ ብሓቀነትኩም፣ ንሓያሉ አምላክ ዘለኩም ተኣማኒነት – ብኸምዚ እንትልውጥዎ እና እትድርብይዎ አይኮነን! ትነብረሉ! ግን፣ ሓቂነቱ አብ ዝተገለፀለኩም ጊዜ ግን ለውጢ ትገብሩ! በቃ እዚ እዩ!

እስልምና ቀላል እዩ፣ ብዘይካ ሓያሉ አምላክ ካልእ ዝመለክ ነገር ከም ዘየለ ምስክር ምኳን፡፡ አበኩም፣ አበኩም ምኳኑ ምስክር ክትኮኑ ተትጥይቀኩም፣ ክንደይኩም “እወ አበይ፣ አበይ እዩ፣ ወደይ፣ ወደይ እዩ፣ ሰበይተይ፣ ሰበይተይ አያ፣ ኣነ፣ ዓርሰይ እዩ” ትበሉ፡፡ስለዚ ከመይ ሓያሉ አምላክ ሓዲኡ እና በይኑ ሓያሉ አምላክ ምኳኑ፣ ሓያሉ አምላክ ጌታኩም እና ፈጠሪኩም ምኾኑ ምስክር ንምኳን ትድንጉይ? ንምንታይ እዚ ንምግባሪ ነውጠኛ ከይትኩም? ኩርዓተኛ ትኾኑ አለኩም አኩም? ንስካትኩም አምላክ ምግባር ዘይክእሎ ነገር ምግባር ትክእሉ? ወይ ድማ፣ ብኸምዚ ትደናገሩ አኩም? እዚ ባዕልትኩም ክትጥይቅዎ ዘለኩም ጥያቄ እዩ፡፡

ነገራት ብቅጥተኛ ንቅሓት ህሊናኩም ምቅማጥ እትከልዎ ዕድል ተተጋጥመኩም፣ ነገራት ምስ አምላክ ብምኳን ብዘይምውልዋል ብቀጥተኛ መንገዲ ተተቅምጡ፣ ከምኡ ትገብሩ? አምላክ ዝሰራሕክምዎ ፅቡቅ ሰራሕ ንክቅበለኩም ምግባር እትክእልዎ ዕድል ተተጋጥመኩም፣ ምግባር ትክእሉ? እዚ ነገር ቅድሚ ምማትኩም ናይ ምግባር ዕድል ተተጋጥመኩምና፣ ሎማዓንቲ ክትመቱ ተትመሰለኩም፣ ሓደ አምላክ ብቻ ምንባሩ ምስክር ንምኳን ትድንጉይ ኢኩም? ሎማዓንቲ ክትምቱ ተትመሰለኩም እና ኣብ ቅድሜኩም ገነት አብ ድሕሬኩም ድማ ገሃነም ተትኾን፣ መሐመድ ናይ መጨረሻ ናይ አምላክ መልዕክተኛ እና ናይ ነብያት ተወካሊ ምኳኑ ንምምስክር ትድንጉዩ? ሽምኩም ንአምላክ ተገዛአቲ ዝኾነ ብዝታፃሓፈ መፅሐፍ ንክፃሓፈልኩም ምእንቲ ንምእማን እትድንጉይ አይምኮንኩምን!

ግን፣ ንእሽተይ ዕድመ እትፀንሑ ይመሰለኩም፡፡ እና፣ ማዓልቲ ብማዓልቲ ንምፅላይ ድልው አይኮምኩምን! ምክንያቱ ዕድሜኩም ዝፀንሕ ከም ዝኾነ ትሓሰቡ፡፡ ግን “ንእሽተይ ምፅናሐ” ክንዳይ ዝኣከል እዩ? ቅድሚ ክንደይ ግዜ እዩ ነይሩ ባዕልኩም ብሙሉእ ፀጉሪ ተሸፈኑ ዝነበረ? ቅድሚ ክንዳይ ግዜ እዩ ነይሩ ፀጉርኩም ብሙሉእ ፀሊም ዝነበረ? ኣብ ካልኣት በታታት ሕማምና ስቃይ እንትገጠም ኩምስ? ቅድሚ ክንዳይ ግዜ እዩ ነይሩ ህፃን ከይኑኩም ብዙይ ምን ሐሳብ ክትጎይ እና ክትጫወቱ ዝነበረኩም? ቅድሚ ክንዳይ ጊዜ ነይሩ? ትማሊ ነይሩ! እወ’ደ፡፡ እና ፅባሕ መውቲ ኢኩም፡፡ ስለዚ ክንዳይ ዝኣከል ጊዜ ኢኩም እትፅበዩ

እስላም ሓያሉ አምላክ፣ ብዘይ ምንም ደጋፈ፣ በይኑ አምላክ ከም ዝኾነ ዝምስክር እዩ፡፡ እስላም ንነብያት ራዕይ ክገልፁ ምእንቲ ዝተላኣኩ መላዕክቲ ህልውና ዘረጋግፅ እዩ፡፡ ንነብያት መልዕክቲ ዘብፅሑ እዩም፡፡ ነፋ፣ ተራሮች፣ ውቅያኖሳት፣ ዝቆፃፀሩ እና አምላክ ንክምት ዝኣዘዘ ነብሲ ዝወሰድ እዩም፡፡ እስላም ኩሎም ናይ ሓያሉ አምላክ መልክተኛታት እና ነብያታት ትክክለኛ ሰባት ከም ዝኾኑ ዘረጋግፅ እዩ፡፡ ዝተላኣኩ ኩሎም ብሓያሉ አምላክ አማካይነት ንፍጥረታት ኩሉ ናይ መወዳእታ ቁርፂ መዓልቲ ንምርግጋፅ ዝመፁ እዩም፡፡ እስላም ሕማቕን ፅቡቕን ዝመጣጥኖ ሓያሉ አምላክ ከም ዝኾነ የረጋግፅ፡፡ አብ መወዳእታም፣ እስላም ድሕሪ ሞት ትንሳኤ ከም ዘሎ የረጋግፅ፡፡

እስላም ከም ዓብይ ገዛ እዩ፡፡ እና ኩሉ ገዛ ብመሰረት እና ብምሶሶ ተደጊፈ ክስራሕ አለዎ፡፡ ምስስ እና መሰረቱ፡፡ እና ገዛም ክትሃንፁ ብትእዛዝ እዩ፡፡ ምስስታት ትእዛዛት እዩም! እና ገዛኩም እንትሃንፁ፣ ትእዛዛቱን ክትክተሉ አለኩም፡፡

ናይ ሕድ ሕድ ሙስሊም መሰረታዊ ግዴታ ቀለሊ እና ብ 5 ቀለሊ ትዕዛዛት ዝጠቃለሉ እዮም፣ እዚኣቶም ሓሙሽተ ምስስታት ዝበሃሉ፡ እምነት፣ አምልኮ፣ ፆም፣ ምዝካር እና ሀጂ ምግባር እዩም፡፡

ብእስልምና ብጣዕሚ አድለይ ሕጊ ናይ ፈጣሪ ሓደነት እና ነፀላነት ምቅዳም እዩ፡፡ እዚ ማለት፣ ደጋፊ ዘይብሉ አምላክ ብቻ፡፡ ብጀካ አምላክ ምንም ነገር ዘይምምላክ፡፡ ምዕመናን አምላክን ብዘይ ምንም ቐሺ ወይ ድማ ቅዱሳት ምምላድ ብቀጥታ ዘምልከዎ፡፡ አምላክ ማለት ዘይብልኩም ነገር ዘይምበል፡፡ “ ኣበ፣ ወዲ ተባዕታይ፣ ጋል እንስተይቲ፣ ኣደ፣ ኣከ፣ ሕት’ኖ፣ ተኣመንቲ ሰባት አለዎም” ዘይምብሃል፡፡ አምላክ ማለት ዘይብለኩም ነገር ዘይብለኩም ነገር ዘይምባል፡፡ ባዕልኩም ምስክር እንትገብሩ፣ ብባዕልኩም ትፈረዱ፡፡ ዝደለክምዎ ፍርዲ ትወስድ፡፡ ሰላም እና ገነት ትፈርዱ ወይ ድማ ባዕልኩም ምድነጋረ፣ ተስፋ ምቁረፅ፣ ንገሃነም ሓዊና ንቅፅዓት ትፈርዱ፡ ፡ ብባዕልኩም ትፈረዱ፡፡

ስለዚ ባዕልኩም ጠይቁ፣ “ሓደ አምላክ ብቻ ከም ዘሎ ምስክር ምኾን አለኒ?” እዚ ጥያቄ ባዕልኩም እንትጥይቁ፣ መልስኩም፣ “እወ፣ ምስክር እየ” ዝብል ምኾን አለዎ፡፡ ብምቅፃል እዚ ጥያቄ ባዕልኩም ጠይቁ፡፡ መሐመድ ናይ ሓያሉ አምላክ መልዕክተኛ ከም ዝኾነ ምስክር ምኳን አለኒ? “እወ፣ ምስክር ይኾን” ነዚ ምስክር ተኾይንኩም ሙስሊም አኩም፡፡ እና ዝነበርክምዎ ምልዋጥ አይህልወኩምን፡፡ ብንእሽተይ ካብ ዝነበርክምዎ አኳያ፣ በአተሓሳስባኩምና ብተግባርኩም ምስትክክል ብቻ እዩ ዘልኩም፡፡

ኣብ መውዳእዕም፣ ቀጥ ዝበለ እና ግልፂ ጥያቄ ክጥለይቀኩም፡፡ ይዛረቦ ዘለኩ ተረድኢኩምኒ? ብዝተናገርክዎ ነገር ተትስማዕሚዕኩም ናብ እስልምና ንምእታው ተትዘጋጂኩም፣ ሙስሊም ንምኳን ድልው ዲኩም፡፡ ሙስሊም ንምኳን፣ ብመጀመሪያ ሻህዳን “ናይ እምነት ምስክር” ምምስካር ይህልወኩም፤ እሱውን ብ አምላክ ሓደነት ምእማን እና መሐመድንም ናይ አምላክ መልዕክተኛ ገይሩ ምቅባል እዩ፡፡

La ilaha illa-Allah, muhammad rasullulah
ላ ኢላህ ኢላ አላህ፣ መሀመድ ረሱሉላህ
ብዘይካ አምላክ ካልእ አምላክ የለን፣ እና መሐመድ ናይ አምላክ መልዕክተኛ እዩ፡፡

ሓደ አምላክ ብቻ ከም ዘሎ ምስክር ይኾን፡፡
መሐመድ ናይ አላህ መልዕክተኛ ከም ዝኾነ ምስክር ይኾን፡፡

እዚ ዝክተል ቪዲዮ(ምስሊ) ይርኣዩ፡፡ቪድዮ

አላህ ይባርከና፡፡ አላህ ይምሓረና፡፡ ሙስሊም ንዘይከንኩም ናይዚ ፁሑፍ አንባበታት ክናገር ዝደልዩ – – ንባዕልትኩም ብጣዕሚ ተአመንቲ ክትኾኑ እዩ፡፡ ስለ ዘንበብክምዎ ነገር ሐሰቡ፡፡ እዚ መረጃ ውሰድ እና ብደንቢ አብላዕልዕዎ፡፡ ምስ ሙስሊም ከፍ አልኩም ብዛዕባ እስልምና ፅባቐ ብዘበለፀ ንክገልፅልኩም ግበሩ፡፡ ናብ ቀፃሊ ደረጃም ተሻገሩ!

እስልምና ንምቅባል እና ሙስሊም ንምኳን እንትዘጋጀዩ፣ ብይፋዊ ሙስሊም ቅድሚ ምኳንኩም ተሓፀቡ፡፡ እስልምናን ተቀበሉ፡፡ ብዛዕባ እስላም ፈለጡ፡፡ እስልምና ተግብርዎ፡፡ እና አላህ ካብ ዘቀረበለኩም ሽልማት ብደስታ ተካፈሉ፣ ምክንያቱ እምነት ከም ቀላል እትወሰድዎ ነገር አይኮነን፡፡ ብተግባር ተዘይኣውዓልክምዎ፣ ጣዕሙ ትስእንዎ፡፡ አላህ ይምርሓና፡፡ አላህ ይሓግዘና፡፡ እና በዚ አጋጣሚ እዚ ንግግር ንከስምዕ ብምክኣለይ ክብሪ ይሰማዓኒ፡፡

Assalamu Alaikum wa rahmatullahi wa barakatuh
አሰላሙ አሊኩም ወ ረመቱላሂ ወ በረካቱ

“ሰላም ምስኳ ይኩን ከምኡ’ውን ናይ አላህ ምሕረትና በረከት”

ሙስሊም ንምኳን ተደሊኩም ብዛዕባ እስልምና ተወሳኪ መረጃ ተደለኩም፣ በይዛኹም ብ info@islamicbulletin.org.

ወይ ድማ እዚ ድረ ገፅ ይጎብኑዩ


View / Print this Article in Flipping Book

Shahada Video